ERI_ID Information

Video: Eri_Tv Eritrea Citizenship ID, Replacement Instruction Immigration Announcement!

ሓበሬታ

ካብ ወርሒ ጉንቦት 2015 ጀሚሩ ንኹሉ ኤርትራዊ፥ ጸኒሕ ኤ/ወ/መንነቱ ክትክእ ወይ ሓዲሽ ከውጽእ፥ ኣብ ኩለን ከተማታት ካናዳ ነዚ ስራሓት ዝከታተላ ሽማግለታት ቆይመን ስለ ዘለዋ፥ ንምዝገባ ዘድሊ ሰነዳት ሒዝኩም ቆጸራ ምስ ኣብ ከተማኹም ዘላ ሽማግለ ክትወስዱ ንሕብር። ንዝኾነ ዘይበራሃልኩም ንቤት ጽሕፈት ጠ/ቆንስል ኤርትራ ቶሮንቶ ክትዉከሱ ብትሕትና ንሓትት።

ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ክብርን ንስዉኣትና!

ዓወት ንሓፋሽ!

ERI_Instruction Form

ER-ID Application Form